Beluley Lyrics
- Genre:World Music/Folklore
- Year of Release:2023
Lyrics
በሉለይ
መአር አፋ ግደይ ናተይ ናተይ
ከይተሪፊ ንበይነይ ህዘንለይ
ንብአተይ ቆፂሩ ይምለሠኪ
አይከአልኩን አነ ዋይ በአኪ
ናብቲ ማእዶ ከይዳ ውሽጠይ ዝፈተነት
ምሥላ ተሪፉኒ ግደይ ዝነበረት
ቁሪ ወቂኡዋ ብድህሪኪ ገዛይ
ዝልበይ ናፊቁ ፈሢሡልኪ ከማይ
እንታይ ክምልሠሉ ደሀይኪ አሥምእኒ
ተትሪእኒማ ዋይ ምአመንክኒ
ው ው ዬ
ው ዉ ዬ
አብቲ ድሙቅ ቦታ ዘህለፍናዮ ጊዜ
የሻቅለኒሎ ና ወዝወዜ
በሉለይ በሉለይ ንግደይ በሉለይ
በሉለይ በሉለይ ሠላምታ አብፅሁለይ
(አዝ)
ፍቅርና ዝፈልጡ ኩሉ ሀቲቱኒ
ኮኮብ ዝነበርና በይነይ ሪኦሙኒ
መአልቲ ክወግህ ፀልሚታ ታ ፀሀይ
ኮሪያ ጨረቃ ተሪፋ ካብ ሠማይ
ዉዉ ዬ
ዉዉ ዬ